ሚንስተር ምክልኻል አመሪካ ፒት ሂግሰዝ ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኣመሪካ ስለምንታይ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ መዝነቶም ተአልዮም ኣረዲኡ። ፕረዚደንት ትራምፕ፣ እቶም ሓላፊ ስታ ካብ ስርሖም ከምዝተሰናበቱ ብማሕበራዊ መራኸቢ'ዮም። ፕረዚደንት ትራምፕ ነቶም ላዕለዋይ ወትሃደራዊ አዛዚ ካብ ሓላፍነቶም ምብራሮም ፖለቲካ ...
ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት፡ ሰራዊት ሩስያ፡ ብዘይምቍራጽ ንኸተማ ካሪቭ ናይ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ደብዲቦማ። እዚ እናዀነ ግን እታ ከተማ መዓልታዊ ንጥፈታታ ኣየቋረጸትን። መዓልታዊ ንግዳዊ ስራሓት ዘካይዱን ወለንታዊ ስራሕ ዝዓዩን ነቲ ዘይዓረፈ ኣባል ማሕበረሰቦም ተስፋ ክህቡዎ ይሰርሑ ትብል ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ...
ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት፡ ሰራዊት ሩስያ፡ ብዘይምቍራጽ ንኸተማ ካሪቭ ናይ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ደብዲቦማ። እዚ እናዀነ ግን እታ ከተማ መዓልቲ ንጥፈታት ኣየቋረጸትን። መዓልታዊ ንግዳዊ ስራሓት ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ ዳያኑ ኩሎም ከምዝተፈትሑ ማሕበር ዳያኑ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃኑ ኣሳሳ እቶ ኣብ ...
ኣብ መንጎ ገፈፍቲ ዓሳ ጎረባብቲ ህዝብታት ኬንያን ኢትዮጵያን ድሕሪ ዘጋጠመ ጎነጽ፡ ኣስታት 10-ሽሕ ዝበጽሑ ነበርቲ ኣርባዕተ ቀበሌታት ወረዳታት ዳሰንች መንበሪታቶም ገዲፎም ከም ዝሃደሙ ኣማሓዳሪ ...
ኣብ ሕክምና ጽዑቕ ክንክን ዝግበረሎም ዘሎ ወዲ 88 ዓመት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሎካዊት ቤተ ክርስትያን ፍራንሲስ፡ በቲ ተጠቒዖምሉ ዘለዉ ኒሞንያ ኣብ ከቢድ ኩነታት እኳ እንተለዉ፡ ናብ ሎሚ ሰሉስ ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ዩክሬን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መርገጺ፡ ኣመሪካ ንምዕራፍ እቲ ኲናት እትወስዶ ዘሎ ቅዋም ካብ ወገን ሩስያ ጽቡቕ ተቐባልነት ረኺቡ። ንመርገጺ ኣመሪካ መሓዙት ...
ዓቃቢ ሕጊ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ካሪም ካን ሎሚ ሰሉስ ናብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ምብጽሖም ቤት ፅሕፈቶም ምሕባሩ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ፀብጺቡ ...